ብዛዕባ ማሕበረ ቅድስት በኣታ ለማርያም
ኣንቀጸ ብርሃን ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝመደበራ ኮይና ናኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ይኹ ኑ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ኣንበብቲ ቋንቋ ትግርኛ መንፈሳውን ኣነቓቓሕን መደ ባታ ናብ ህዝባ ትዝርግሕ።
መዓልታዊ ትሕደስን ሓደስቲ ጽሑፋት ዝዝርግሓላን መጏዊት መርበብ ሓበሬታ ኢ ያ።
ዕላማ ናይዛ መርበብ ሓበሬታ
ዕላማ ናይዛ መርበብ ሓበሬታ ንህጻናት፡ ዓበይቲ፡ መንእሰያትን ጾታ ብዘይ ኣ ፋላላይ ኣብ መንፈሳዊ ኣፍልጦኦም ክብ ከብሉን ኢዩ።