ቀንዲ ዕላማ ናይዛ додаток ምእመናን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡ ትኽኽእሻ
електронна адреса:
[email protected]ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ።።።። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ምርግጋጽ ኮይኑ ኮይኑ እዛ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ ድሕነት ንምርግጋጽ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ንምድልዳል ንምእመናን ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን እኹል ንምእመናን ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ወራርን ብንቕሓትን እኹል እኹል ኩሉ ዘምጽኦ ኣምልኾታት ባህላዊ ብንቕሓትን እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።