ቀንዲ ዕላማ ናይዛ App ምእመናን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ።።። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእእብ
электронная почта:
[email protected]ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ።። ንኣስታት ሓደ ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ሃገር መገዲ ድሕነት ምእመናን ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ርክብ ንምድልዳል ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ወራርን እግዚኣብሔር ርክብ ንምድልዳል ካብ ኩሉ ዘምጽኦ መልክዕ ባህላዊ ወራርን እኹል ንዘለዎም ንምድልዳል ካብ ኩሉ መልክዕ ኣምልኾታት ወራርን Связанные ключевые слова