ቀንዲ ዕላማ ናይዛ App ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራኢ ኣድራኢ
e-mel:
[email protected]ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ኤርትራ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ሃገር ብዝሰማማዕ ብዝሰማማዕ መገዲ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ኣምልኾታት ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።