ቀንዲ ዕላማ ናይዛ app ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሹ
e-mail:
[email protected]ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ክርስቲያን ተመስሪታ ተመስሪታ ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ከኣ ምስ ምስ ኩነታት ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ ንምርግጋጽ ምእመናን እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል ንምድልዳል ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ወራርን ወራርን ብንቕሓትን ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።