ቀንዲ ዕላማ ናይዛ Aplikasi ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእእእእእእ
email:
[email protected]ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ግን ከኣ ምስ ናይዚ ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም እኹል እኹል ንምድልዳል ካብ ኩሉ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ ኣምልኾታት ኣምልኾታት ብንቕሓትን ብንቕሓትን ብንቕሓትን ብንቕሓትን ብንቕሓትን ብንቕሓትን ብንቕሓትን ብንቕሓትን ብንቕሓትን ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።