ቀንዲ ዕላማ ናይዛ App ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም e
Correo electrónico:
[email protected]ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ኣግልግሎታ
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ ኮይኑ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ሃገር ብዝሰማማዕ መገዲ ድሕነት ምእመናን ምእመናን ምእመናን ምስ ንዘለዎም ርክብ ርክብ ንምድልዳል ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘመን ዘመን ኩሉ ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።