ቀንዲ ዕላማ ናይዛ App ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና
email:
[email protected]ቅድስት ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ ብ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ ግን ከኣ ምስ ኩነታት ናይዚ ብዝሰማማዕ ብዝሰማማዕ መገዲ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ ምእመናን ምስ እግዚኣብሔር ንዘለዎም ርክብ ንምእመናን ካብ ኩሉ ኩሉ ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ እግዚኣብሔር ርክብ ንምድልዳል ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።