ቀንዲ ዕላማ ናይዛ التطبيق ፡ ምእመናን መዛሙርን ስብከታትን፡ ብቀሊል ኣገባብ ዝሰምዕሉ መንገዲ ንምኽፋት እዩ። ዝኾነ ሕቶ ወይ ርእይቶ ምስ ዝህልወኩም በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።
البريد الإلكتروني:
[email protected]ሥላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኤርትራ ዱባይ 2009 ዓ.ም መንፈስ ኣምላኽ ብዝደረኾም ደቂ ቤተ ክርስቲያን ተመስሪታ። ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ዝተፈላለየ ኣደራሻት ምእመናን ብምእካብ ድማ ስሩዕ መነፈሳዊ ኣግልግሎታ ጀሚራ።
መሰረታዊ ዕላማ ቤተ ክርስቲያን ድሕነት ነፍሳት ምርግጋጽ ኮይኑ፡ እዛ ኣብ ዱባይ እትርከብ ቤተ ክርስቲያን ድማ ካብዚ ብዘይፍለ፡ ግን ኩነታት ኩነታት መገዲ፡ ድሕነት ምእመናን ንምርግጋጽ፡ ምእመናን ንዘለዎም ርክብ ንምድልዳል፡ ንምእመናን ካብ ኩሉ ዘመን ዘምጽኦ መልክዕ ኣምልኾታት ባህላዊ ወራርን ብንቕሓትን እኹል ኣፍልጦን ከም ዝድሕኑ ምግባር ይርከቦ።